https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18009
ቤት መዘጋጃ ከተማ ብዘት ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፈርኒቸር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ንኣቅሑት ፈርኒቸር 10000 ብር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ብር : ንናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን 16000 ብር
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቲን ናምብር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ወረዳ በዘት ቤት መዘጋጃ ብዘት ከይዲ ስራሕ እቶት ቁፅሪ 4 ኮይኑ ዘይምለስ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 200 ብር እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ብዘት ጨረታ ሰነድ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ዕለት ካብ 19/1/2018 ዓም ክስብ 29/1/2018 ዓም ምካኑ

5 ምከበሪ ጨረታ ብር ንኣቅሑት ፈርኒቸር 10000 ቅርሺ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ብር ንናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን 16000 ብር

6 መክበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/1/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/1/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

8 ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዐሎም ወፃኢ አጎዓዒዞም ናብ ወረዳ ብዘት ቤት መዘጋጃ ከተማ ብዘት ንብረት ክፍሊ ፅሬቱ ብዝተረጋገፀ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

9 ተጫረቲ እትመልእዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይብሉን ከምእዉን አብ ሕድሕድ ገፅ ማህተምን ፊርማን ክዓርፎ አለዎ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን30 መዓልቲ ይከዉን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0920864538