https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17979
ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ትዮታ chasis Number AHIFK22G703014666 Model LAN 25L-PRMDEN መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 15, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ትዮታ chasis Number AHIFK22G703014666 Model LAN 25L-PRMDEN መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡

5. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 13/01/2018 ክሳብ 15/01/201 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡

6. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዜ የረክቡ፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0948466283 ወይም 0914753135 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡

ተ/ቁዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1Caliper assy47750-O-OK180assy2
2Power steering442000-K04/DE/OK230pcs1
3Knucle steering43212-OKO30pcs1
4Head lamp assy RH81110-oko60/ok230pcs1
5AC radiatorModelpcs1
6Rear lamp assy RH81550-ok030pcs1
7Rearlamp assy LH81560-ok030pcs1
8BootsModelpcs2
9Engine support RH &LHModelpcs2
10Shroud16711-05060pcs1