https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17946
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቢሮ መሳርሒ ኣቅሑት በቲ ዝተሐተተ ቴክኒካል መሰረት ቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑታት ማለት እዉን ኣርባዕተ ከምፒተር : ክልተ ፓል ቀለም A3 printer : ክልተን A4 እዉን ከገልግል A3 photocpy machine : ሐደ scanner : ኣርባዕተ laptop core I7 : ሰለሰተ A4 printer ብላክን ዋይትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ካብ 6/1/2018 ዓም ክሳብ ጀሚሩ ክሳብ 28/1/2018 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር መንግዲ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ሎግስቲክ ቢሮ ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 11:30 ዘይምለስ 100 ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ክትወስዱ ትክእል ምካንኩም ንገልፅ

2 እቲ ጨረታ 28/1/2018 ዓም 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/1/2018 ዓም ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት