https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17944
ቤት ትምህርቲ ሻብዓይቲ መዓልቲ ኣድቬንቲስት መቐለ ንተምሃሮ ሰርቪስ ኣገልግሎት ትውዕል ሓንቲ ኣውቶቢስ ኣውዳዲሩ ክካረ ይድሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2018 11:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ን2ይ ጊዜ ዝውፀ ምልክታ ጨረታ ክራይ ተሽከርካሪ

ቤት ትምህርቲ ሻብዓይቲ መዓልቲ ኣድቬንቲስት መቐለ ንተምሃሮ ሰርቪስ ኣገልግሎት ትውዕል መኪና ኣውዳዲሩ ክካረ ይድሊ። ስለዚ ክትወዳድሩ እትደልዩ ወነንቲ እተን አብታሕቲ ዝተጠቐሳ ዓይነት ተሽከርከርቲ ዝኾንኩም ሰብ ሃፍቲ ክሳብ ዕለት 07 መስከረም 2018 ዓ/ም ናብ ቤት ትምህርቲ ኣድቬንቲስት ኣታዊ ክትገብሩ ከም እትክእሉ እናገልፅና ንዝብለፀ ሓበሬታ ኣብ ታሕቲ ብዘሎ ሰልኪ ቁፅሪ ደዊልኹም ምሕታት ትኽእሉ ምኻንኹም

ዓይነት መኪና

✓ በዝሒ ወንበር 63 ሰብ እትሕዝ።

✓ ን 2018 ዓ/ም ካላውዶ ዘሐደሰትን

✓ ሳልሳይ ወገን ዘሐደሰትን

✓ ካልኦት ነዚ ዝተጠቐሰ ዓይነት አገልግሎት ንምሃብ ክማልኡ ዝግብኦም ሰነዳትን ፍቓዳትን

ዝርዝር ስራሕ

✓ ካብ ከባቢ ሰብዓ ካሬን ምድረገነትን ተምሃሮ ንጉሆን ምሸትን ናብ ቤት ትምህርቲ አድቬንቲስትን አገልግሎት ሰርቪስ ምሃብ

✓ ነዳድን ሹፌርን ረዳትን ካብ በዓል ዋና ተሽከርካሪ (ብባዕሉ የቕርብ)።

በዚ ዝስዕብ ሰደቃ ተመሊኡ ኣታዊ ይግበር

ተቁ ዓይነት መኪና/ሰርቪስሕጋዊ ናይ ፅዕነት ወንበርመዓልታዊ ዋጋወረሓዊ ዋጋ

ቤት ትምህርትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለው እዩ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ

ኣድራሻ: ክ/ከተማ ሓድነት 18 ቀበሌ 0914757700/0914198989 ብምድዋል ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኹም ንሕብር።