https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1794
ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን2009 በጀት ዓመት ደቂሶም ንዝሕከሙ ዝዉዕል:አዮዲን ዘለዎ ጨዉን: ናይ ቆርቆሮ ፀባ :እንቃቅሖ: ከምኡዉን ቀዳማይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ፃዕዳ ጣፍ: ህንፃ መሳርሒ: ናይ ማይ አቁሑትን: ቡለኬት: ባህርዛፍ :ፀፀር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 12, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1በቲ ዘፈር ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: Â ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ: ቲን ነምበር: Â ዝተሐደሰ Â ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ ሰነ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዘለዎም

2 መክብሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይዉን ብድሕሪቱ ናይ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ ቼክ ከትሕዙ አለዎ

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3+ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብድሕሪቱ ናይ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ Â ቼክ ከትሕዝ አለዎም

4 ሳዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ብዉዕሊ መሰረት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

5 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 አብዚ ምልክታ ዘይተገለፁ ረቀሕታት ብመምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 4/ 2007 መሰረት ተገዛኢ ዝከዉን ተጨራታይ ክከዉን አለዎ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 12/11 /2008 ዓ/ም ክሳብ 26/11/ 2008 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 27/11/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪ Â ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

8 ትካልና ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

9 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 47 74 10 00 ምሕታት ይክእሉ