https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17933
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን 2018 ዓም በጀት ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት :ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 5, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 14, 2018 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ ዘመኑ ፍቃድ ዝሐደስኩም ካብ ልምዓት እቶት ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ሐምለ 2017 ዓም ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ ቲን ናምበር ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዘይምለስ ንሕድሕድ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ንሕድሕድ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድም ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 4/13/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ንብረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን መረዳእታ ክተእተዉ አለኩም

9 ዝኮነ ይኩን ተጫራታይ ዘይተማለአ ሰነድ እንተእቲዉ ዉድቂ ይከዉን

10 እቲ ጨረታ 14/1/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 14/1/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

11 እዚ ዋጋ እዚ ን 25 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914134672 / 0925307592