https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17927
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ እስተሽነርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 4, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 4, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 4, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ እስተሽነርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ስለዝኾነ ፡

• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።

• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ

• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።

• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።

• እቲ ጨረታ ካብ ጳጉሜን 4/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ መስከረም 4/01/2018 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።

• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት መስከረም 4/13/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ/0914729028

መተሓሳሰቢ

ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሐለወ እዩ።