https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17899
ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 28, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 7, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ :ቲን ቁፅሪ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት : ቫት ተመዝገብትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ 2017 ዓም ቫት ዲክለሪሽን ዘቅርብ

2ዝተዳለወ እስፐስፊኬሽን ካብ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ ዕለት 27/12/2017 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ መከበሪ 30000 ቅርሺ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ አብ ኩነታት ዘይተምሰርተ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

4 ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ንብረት ክፍሊ ከረክብ ዝክእል#

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 7/1/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 7/1/2018 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት እነተዘይተረከቡ እዉን ኣብ ዘየለዉሉ ምክፋት ዝክኣል ምካኑ ርዱኡ ይገበሩ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተም ገይርኩም ከቅርቡ አለዎም

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914127310 0914772175