https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17886
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዓበይትን ንእሽተይን መኪና ከፀግን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 3, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

ሎት ሐደ ናይ ዓበይቲ መኪና ፅገና ሎት ክልተ ናይ ኣናሽተይ መኪና ፅገና አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፋልቲ ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን መረዳገፅን ዘቅርብ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕድጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ ግራዉንድ ሐደ 02 ካብ ዕለት 25/12/2017 ዓም ከሳብ 3/1/2018 ዓም ዘይምለስ ንሕድሕዱ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/12/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407375 0914755845