https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17885
ማሕበር ኣክሲዩን ፋብሪካ ኣዲስ ኮምፒተራትን : ላፕቶፐን :ብርክት ዝበሉ መሳርሒ ፅሕፈታትን ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 4, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 9, 2018 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፉ ናይ 2017 ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ : ናይ ግብሪ መክፈሊ ቲን ናምበር ኦርጅናልን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ካብ ትካል ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ምስ ወሰደ እቲ ዝመልኦ ዋጋ ብኮፒን ኦርጅንላን በቢ ናይ ባዕሉ ፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ናይ ጨረታ መዋህለሊ ሳንዱቅ ክእትዉ አለዎ

3 ኣብ መንግስታዊን ዘይምንግስታዊን ዕድጊት ንምስታፍ ዝተዉሃቦም ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረብቲ ካርዲ ሰርተፊኬት ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅንልን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ምካኖም ዘርኢ መረዳእታ ኦርጅንልን ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 መዓዲገ ሰነድ ናይ ኮምፒተራትን : ላፕቶፐን 100 ቅርሺ ከምኡድማ መሳርሒ ፅሕፈታትን 100 ቅርሺ ኣብ ናይ ትከልና ፋይናንስን መምርሒ ናይ ጨረታ ሰነድ ክወስድ ይክእል

5 መከበሪ ጨረታ ኮምፒተራትን : ላፕቶፐን 10000 ቅርሺ ከምእዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

6 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት እቲ ጨረታ ሳዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ትልምን ንብረት ምምሕዳር መምርሒ ዋና ክፍሊ ዕደጋ ብኣካል ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ቀሪብካ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ አየር ግልፂ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/12/2017 ዓም ክሳብ 4/1/2018 ዓም ይከዉን

8 እዚ ጨረታ ዕለት 4/1/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ምክትል ዋና ስራሕ ኣካያዲ ቢሮ ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብኣካል ወይ ድም ብሕጋዊ ወከልቶም ኣቢሉ ከትሕዝ ዝክእል

10 ትካልና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 10 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

11 ትካል ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ዝኮነ ይኩን ተጫረታይ ናይ ትካልና ደምብ ስርዓት ጨረታ ብጥብቂ ከክብር ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914178887 / 0911016771