https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17871
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፅገና ኤሌክትሮኒክን ፣ ፅገና ዝተፈላላየ ንብረት ሰለዝደለየት::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ምግጣምን ፅገናን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፅገና ኤሌክትሮኒክን ፣ ፅገና ዝተፈላላየ ንብረት ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል።

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።

4 በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::

5 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 21/12/2017 ዓ/ም -29/12/2017 ዓ/ም ይከውን::

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 29/12/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

9 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዝፅገን ንብረትናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ፅገና ኤሌትሪክ ከም ኣምፖል፣ መጎጎ ፣ዲናሞ፣ ቦይለር፣ ዲቫይደር፣ መውቐጢ
2ፅገና ሽንትቤት ረሳሕ ፈሳሲ
3ፅገና ማይ ኢድ መሕፀቢ
4ፅገና ቴሌቭዝንን ድሽን
5ፅገና ናይ ስፌት ክዳን ማሽን
6ፅገና ናይ እንፀይቲ (ጣውላ) ስራሕቲ ኣብነት ማዕፆ ወንበር ፣ጠረፐዛ ፣ቁም ሳጥንን፣ ድሮወርን ፣ኮሞዲኖ
7ፅገና ሓፂን ማዕፆ ናይ መንበሪን ናይ በሪን
8ፅገና ኣለሚንዮም ማዕፆ
9ፅገና ኤሌክትሮኒክን ኮምፒተር፣ ላፕቶፕ፣ ፕሪንተር፣ ካሜራን፣ ስፒከር
10ፅገና ባኒ ማሽን
11ፅገና ፍርጅ
12ፅገና መስኮት መስትዋት
13ፅገና ከችን


ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቐለ