https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17864
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ብዩኒሰፍ ብዝረከቦ በጀት ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ብዘይካ ቀዋሚ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 22, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 6, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም : ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት መቅረባይነተ ሰርተፊኬት : መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ናይ ወርሒ ሰነ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒታት እዚ ናይ ዕድመ ደብዳቤ ወፃኢ ካብ ዝኮነሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና ካፒታል ዕድጋ ቢሮ ቁፅሪ 11 ካብ 26/12/2017 ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

3 መከበሪ ጨረታ 50000 ቅርሺ ስፒኦ ወድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ጋራንት ምስ ቴክነካል ሰነድ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 6/1/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዎ ይክፈት

6 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክነካልን ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ቅዳሕ ቴክነካልን ክልተ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሰነድ ብምቅራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክቀርብ አለዎ

7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምስወሰደ ኣብ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ቢሮ በቲ ዝርዝር መምርሒ መሰረት ኣታዊ ዝገብር

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0920326084 0914125911 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል