https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17811
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ ገዛውቲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ብምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ ዝኾነ መሬትን ገዛውትን ክትካረዩ ትደልዩ፣::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 9, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ ገዛውቲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ብምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ ዝኾነ መሬትን ገዛውትን ክትካረዩ ትደልዩ፣::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ (ሓምሳ ቅርሺ)ክገዝእ ዝክእል

2 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 09/12/2017 ዓ/ም - 19/12/2017 ዓ/ም ይከውን::

3 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 19/12/2017ዓ/ም ልክዕ 4;oo ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 19/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን᎓᎓

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

5 እቲ ዝካረ ቦታን ገዛውቲ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ እናመፃኩም ምርኣይ ትክእሉ ትክእሉ::

6 ተወሳኪ ሓበሬታ ወኪል ወ/ሮ ኢትዮጵያ ሃይሉ ዝኾና ኣደ ወንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ

ቁፅሪ ሞባይል 0914027971