https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17747
ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከዳሰተር ካይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመተ እዚ ሻድሻይ ዙር ከጫርት ካብ ዝሓዞ ቀዳማይ ዙር ብመደበኛ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 75 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 104 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 179 ቦታታት ከጫርት ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 1, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 04:05 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 እቲ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ካደሰተርን ካይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከተማ ሸራሮ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ደኩመንት ብምምላእ ነቲ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ይፅዉዕ

2 ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከዳሰተር ካይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ሸራሮ