https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17745
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንሬድዮ መሳለጥቲ ዝኾኑ ኤሌክትረክ ብምልጣፍ ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 2, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 5, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -1

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንሬድዮ መሳለጥቲ ዝኾኑ ኤሌክትረክ ብምልጣፍ ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

● ናይ 2017ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም።

● ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TN መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

● ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ ኣለዎ።

● መቕረብቲ ካብ ዕለት 30/11/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/112017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ።

● ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 05/12/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን።

● ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም ። ኣብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን

● አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

● ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ

● ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

ኣድራሻና፥ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 አብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካአል። ቅዳሕ ንቤት ምኸሪ ንግዲ ከተማ መቐለ