https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17723
ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ትካልናን ኣብ ግልጋሎት ዒሎም ግልጋሎቶም ዝወድኡን ዝተበላሸውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝተሰባበሩን ንምውጋድ - ስለዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 24, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 5, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ ናይ ዝውገዱ ንብረታት

ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ትካልናን ኣብ ግልጋሎት ዒሎም ግልጋሎቶም ዝወድኡን ዝተበላሸውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝተሰባበሩን ንምውጋድ - ስለዝደለና በዚ ዘርፈ ከተሰማረክም ሕጋውያን ነጋዶ

መተሓሳሰቢ -ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/11/2017ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/12/2017ዓ.ም ሰዓት11፡30

3. ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሳማረዩ ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱ ፣ ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰረተፍኬት ዝተመዝገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም።

4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 06/12/2017 ዓ.ም ሰዓት3፡30 ጀሚሩ

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

6. ካብቲ ዘዳለናዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።

7. ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

8. ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ በቲ ዝድለ ሳንፕል መሰረት ንብረት ኣታዊ ዝገብር

9. ናይዚ ፕሮፎርማ ዝርዝር ዝሓዘ ፎርሚ ካብ ካብ ቤት ፅ/ትና ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እናመፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ድማ ፊት ለፊት ኣግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ወይ 0914734003 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።