
HP laptop computer core 17 በዝሒ ሐደ : External Hard disk 6B በዝሒ ሐደ : Divider በዝሒ 15 : ናይ ማይ ፕላስትር በዝሒ ሐደ ሚኢቲ : ኦዶኦ ኬብል በዝሒ ሐደ : ቪድዩ ኬብል በዝሒ ክልተ : ቬኤሲ ኮኔክተር ሜል በዝሒ ሐደ : ኤክስኤል ኬብል ኮኔክተር በዝሒ 15 : ዲቫይደርረ ፈንድ ግላቭ በዝሒ 15 :
1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን
2 ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ዉሕስና ጨረታ 50000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 22/11/ 2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 2/12/2017 ዓም ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዳይሬክትሪ ዳይሬክተር ፋይናንስ ሃፍቲ ምምሕደራን ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ትካል ዘዳለወ ስፐስፊኬሽ መሰረት ብምግባር ፋይናንሻልን ቴንካልን ብክልተ ዝተዓሸገ መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 22/11/ 2017 ዓም ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 2/12/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣዳራሽ ይክፈት
7 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ ኣታዊ የረክብ
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410546