https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17704
ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ዕለት፡-2211-2017 ዓ.ም

ቁፅሪ: - NST/1483/17

ምልክታ ጨረታ ኦዲተር

ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ስብ ሞያ ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተጫረቲ ዘማልእዎም ረቋሒታት

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ቁፅርን (ቲን) ዘለዎ፡፡

2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

3 1ይ ደረጃ ፍቃድ ኦዲት ዘለዎ፣ ዝተሓደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ዘቅርብን

4 ናይ ጨረታ ፕርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 22/11/2017 ዓ.ም

5 ናይ ጨረታ ፕርፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/11/2017 ዓ.ም

6 ማሕበርና ኦዲት ንምግባር ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ሓዊሱ ብናይ ባዕልኩም ዋጋ መቅረቢ ፕርፎርማ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተም ገይርኩም ቅዳሕ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፅን ኣተሓሒዝኩም ካብ ዕለት 22/11/2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 26/11/2017 ዓ.ም ንክትምዝገቡ ንዕድም ፡፡

ተ/ቁዓይነት ሰነድመዐቀኒበዝሒ
1ወፃኢ ስነድቦክስ ፋይል02

መብርሂ ፤-ንዝበለፀ ሓበረታ ንምርካብ ኣቀዲሞም ኣብ መቐለ ዝርከብ ሞሞና ህንፃ 10 ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ እዮም ::

ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡