https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1770
ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉማሕበር ናይ 2008 ዓም (በጀት ዓመት) ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መስፈርታት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 17, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ናይቲ ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሰ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ማኒፋክቸሪንግ ንግድ ትካላት ኦዲት ናይ ዝገበር አካላት ናይ አርባዕተ ዓመት ምስክር 2ተ ልዕሊኡን ከቅርብ ዝክእል

4 ዉዕል ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 35 መዓልቲ ሰሪሑ ናይ መጨረሻ /Final Audit Report / ከረክብ ዝክእል

5 ዘይምለስ ዋንኡን ፎቶ ኮፒን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክእቱ አለዎ

6 ኣዲት ፊርም 5ተ ዓመት ዝሰርሐ

7 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ረቖሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ትካልና ፋይናንስ ክፍሊ ካብ ዕለት 15/10/2008 ዓም 21/10/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር እናከፈልኩም ክትገዝኡ ነተሓሳስብ

ኣድራሻ መቐለ ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ Â

ንዝበለፀ ሐበሬታ

ስልኪ 0914723841Â ወይም 0925455718Â