https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17699
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UN.women ዝተረኸበ ባጀት ናይ ስተሽነሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 22, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 24, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቁፅሪ ጉዴ335/11/2017 

ዕለት 6/10/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ UN.women ዝተረኸበ ባጀት ናይ ስተሽነሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።

ቁፅሪ
ተቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ናይ ኮፒዩተር ወረቀት80ግራምደስጣ60
2ሰመያዊ እስክርቢቶ ኦርጅናልኦፊስ ሊንክ/50ፓኬት10
3ማእኸላይ ማስታወሻሲነር ላይንቁፅሪ100
4ፕሪንተር ቀለም/HP laserP4014ቁፅሪ02
5ኣጀንዳናይ ወፃኢቁፅሪ12
6ፕሪንተር ቀለም/Brothers/DR-3405ቁፅሪ02

መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/11/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/11/2017ዓ/ም 

• ብተመሳሳሊ ዕለት25/11/2017 ዓ/ም 3፡00 ተዓዕዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

•  ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ

• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበለ አለዎ

• ኣብ ሕድሕድ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ተሓሊዩዎ ተቀባልነት የብሉን

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምዕካብ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልዉ `ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።