https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1768
ቤት ፀሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትርን ከተማ ሃገረ ሰላም ሓደ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ናይ ደገ አምፑል ምስ ሓቃፍኡ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 17, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሃገረ ሰላም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2 ዶክመንት ዋጋ 100 ቅርሺ

3 ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ 17/ 10 /2008 ዓምÂ ክሳብ 24 ሰነ 2008 ዓም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

5 ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ 3000 ቅርሺ ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0343390210