https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17676
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካፌን ሬስትራንትን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ ቲኦቲ ዝኮኑን

2 ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓም ቲኦቲ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዉሕስና ጨረታ 5000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 16/11/ 2017  ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዳይሬክትሪ ፋይናንስ ሃብቲ ምሕደራ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ትካል ዘዳለወ ስፐስፊኬሽ መሰረት ብምግባር ፋይናንሻልን ዝተዓሸገ መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 408 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 16/11/ 2017 ዓም ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 28/11/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣዳራሽ ይክፈት

7 ነቲ ካፈተሪያ ዝከዉን ንብረት እቲ ተጫሪቱ ዝሰዓረ ትካል ካብ ባዕሉ የቅርብ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544 /46