https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17667
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ፕሮፎርማ ላፕቶፕ ኮምፑተር ንምግዛእ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረት ስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጢዋጋመብርሂ
01ላፕቶፕ ኮምፑተር ብዝቀረበ ስፔስፍኬሽን መሰረትቁፅሪ01

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ:

5. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ካብ 15-17/11/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።

6. ዕለት 18/11/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበር

7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ፖስታ ምስተኸፈተ ን

8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበለ ዕለት ኣብ ዉሽጢ

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ

10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምወዕሊ ኮይኑ የገልግል ማዕልቲ ይኸዉን ሓዕር እዋን ከቅርብ ዝክእል::