https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17666
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ክትዕድል ስለዝደለየት::

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::

3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 16/11/2017 ዓ/ም - 18/11/2017 ዓ/ም ይኸውን::

4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 18/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

5. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ::

6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኢንድ ሳብ ኣሰይ RHቁፅሪ145045-69065
2ኢንድ ሳብ ኣሰይ LHቁፅሪ145044-69125
3ሃዛርድ ስዊችቁፅሪ01ኦርጅናል