
ምልክታ ንኦዲተራት
መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር
1. ካብ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2016 ዓ/ም
2. ካብ ሓምለ 2016 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 2017 ዓ/ም
ዝተሰርሐ ናይ ሒሳብ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ
I. ካብ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንማሕበራት ንኽትገብሩ ኣፍልጦ ዝተወሃበኩም፣
II. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም
III. ናይ ሙያ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ።
ካብ ማሕበርና መወዳደሪ ሰነድ ብምምፃእ ክትወስዱ ክንዕድም ከሎና ኣድራሻና መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር ጣብያ ዓድሓ ቐጠና 28 ጥቓ ቤ/ት ዓድሓ ወይክኣ ፍለገ ህይወት ቤ/ትምህርቲ ንርከብ።
ንተወሳኺ መረዳእታ 0914723841(0914040689)
ካብ ዕለት 15/11/17 - 19/11/17 ዓ/ም