https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17647
ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 19, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ዕለት፡-14-11-2017 ዓ.ም

ቁፅሪ: - NST/1480/17

ምልክታ ጨረታ ኦዲተር

ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታር ካበ 01/ 11 /2016 ዓ.ም እስካብ 30/10 /2017 ዓ.ም ዘሎ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ፋይናንስ ሰነዳትና ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክነግብር (ክነመርምር) ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ስብ ሞያ ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ተጫረቲ ዘማልእዎም ረቋሒታት

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ቁፅርን (ቲን) ዘለዎ፡፡

2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

3 1ይ ደረጃ ፍቃድ ኦዲት ዘለዎ፣ ዝተሓደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ወረቀት ዘቅርብን

4 ናይ ጨረታ ፕርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት14/11/2017 ዓ.ም

5 ናይ ጨረታ ፕርፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት18/11/2017 ዓ.ም

6 ማሕበርና ኦዲት ንምግባር ዋጋ ቫት ሓዊሱ ብናይ ባዕልኩም ዋጋ መቅረቢ ፕርፎርማ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተም ገይርኩም ቅዳሕ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ቁፅርን ኣተሓሒዝኩም ካብ ዕለት 14/11/2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 18/11/2017 ዓ.ም ንክትምዝገቡ ንዕድም ።

ተ/ቁዓይነት ሰነድመዐቀኒበዝሒ
1ወፃኢ ስነድቦክስ ፋይል02

መብርሂ ፤-ንዝበለፀ ሓበረታ ንምርካብ ኣቀዲሞም ኣብ መቐለ ዝርከብ ሞሞና ህንፃ 10 ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ እዮም ::

ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡