
ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ : ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝህሉ ናይ መኪና መፀገኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : ኣወዳዲሩ ክዕድን ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ሰለዚ በቲ ወጺኡ ዘሎ። መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክቀዳደር ይክእል
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ 1 ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ : ካብ ዕለት 10/11/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/11/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ያሉ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 13/11/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ትፋ ኢኻ ሎሚን ሰውነቱ
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅይል ናይ ስራሕ ማዕልቲ ሰንቢት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ውዕሊ ክእሰር ዝክእልን ፊቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ከቅርብ ክልልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራጽ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መትረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይግበር።
8. ኣድራሻና _ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ለአደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ '' ንርከብ ።
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ - መብርሂ ምሕታት ትክእሉ