https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17591
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ንብረት) ንክትዕድ ሰለዝደለየት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 2, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 7, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ንብረት) ንክትዕድ

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍ

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 02//2017 ዓ/ም - 07/11/2017 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 07/1/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 07/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኦይል ፊልተርቁፅሪ0190915-300002
2ፊውል ፊልተርቁፅሪ0123390-64480
3ቅ/ት ፍራቻቁፅሪ0181520-60280
4ፖስትኽ ሲሊኮንቁፅሪ01
6ዘይቲ ሞተርጋሎን04ቶታል በዓል 5ተ ሊትሮ
7ዘይቲ መሪሊትር01ቶታለ
8ዘይቲ ፍሬንሊትር01ቶታል
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ