https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17579
ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ኣብ ዉሽጢ ናይ ካፊተሪያ ግልጋሎት ብምርካብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 28, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 03:03 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:2%
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካፌን ሬስትራንትን/

1 በቲ ዓወድ ስራሕ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ

2 ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘይሐደሱ ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኮኑ

3ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ዝሐወሰ ወይ ድማ ዝይሐወሰ ምካኑ ብግልፂ ክቅመጥ አለዎ እዚ እንድሕር ዘይተገሊፁ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቲኦቲ ከምዝሐወሰ ተገይሩ ይዉሰድ ናት ቫት ወይድማ ቲኢቲ ተመዝገብቲ እንተዘይኮይኖም ብግልፂ ክቅመጥ አለዎ

4 ተጫረቲ ዋጋ እንትመልኡ ትካልና ብዝሃቦም ዋጋ ጥራሕ ክመልኡ አለዎም

6 ነቲ ካፈፊተሪያ ዘድልዩ መሳርሒታት ትካልና ዘቅርብ ምካኑ ትካልና ክፈልጡ አለዎም

7 ናይ ማይ ኤለክትሪክን ግልጋሎት ክፍሊት ትካልና ዝሽፍኖ ምካኑ ከምእዉን ገዛ ኪራይ ብነፃ ምካኑ

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከብሪ ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ  2 ሚእታዊ ብትራንስ ኢትዮጰያ ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

9 ቫት ወይ ቲኦቶ ዝሐወሰ ምካነ ክፍልጡ አለዎም

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 14/11/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 300 አብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዳይሬክትሪት ምትሕስሳርን መቅረብትን ቢሮ ናይ ጨረታ ፋይናንሻል ዘይኮን ብሓባር ብምዓሽግ ኦርጅናለን ፎቶ ኮፒን አብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም

11 እቲ ጨረታ 14/11/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ቢሮናይ ይክፈት

12 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ዳይሬክትሪት ምትሕስሳርን መቅርበትን ቢሮ ዘይምለስ 200 ቅረሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

13 ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416439 0914007732

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914007732 /  0914722260