https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17578
ሱር ኮንስትራክሽን ሃለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር አብ መቐለ ከተማ ላጪ ቢሮ ዝርከብ ህንፃ ናይ መስታወት ስቲከር ስራሕቲ ማለት ግላስ ስቲከር ወርክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 28, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት/

1 ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ከማለእዎ ዝግብአኩም ረቆሒታት አማላኢኩመ ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ነፍልጥ

1 ተጫረቲ ናይዚ ዓመት ዝተሐደሰ ሕጋዊን ተዛማድን ንግዲ ፍቃድ : ቲን ወይድማ ቁፅፅሪ መለለይ : ቫት ተመዝግብቲ መረዳእታት ምስቲ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ክተታሕሕዙ ይግብእ

2 ተጫረቲ እንትነኣሰ ሐደ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሑ ክኮኑ ይግብእ

3 ተጫረቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 8/11/2017 ኩሉ ግዝ አብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ብር እናከፈሉ ኮንትራትን ዶዛይንን ክፍልና ክወስዱ ይክእል

4 ተጫረቲ ዝወዳደሩ ቴክኒካል ፕሮፖዛል ብዝተዓሐገ አነቨሎፕ ወድማ ፖስታ ነንበይኑ በዘይ ስርዝ ድልዝ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝተቀመጠ መሊእኩም ፊሪምኩም ማህተም ገይርኩም ክሳብ ዕለት 8/11/2017 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ላጢ ኣብ ዝርክብ ቤት ፅሕፈትና ክትቀርቡ እትክእሉ

5 እቲ ቴክኒካል ፕሮፖዛል ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ትካልና መኣከቢ ኣዳራሽ ሰዓት 4:30  ዝክፈት ኮይኑ ተጫረቲ ዝተረከበ ይኩን ዘይተረከበ ተጫራቲ በቲ ዉፅኢት ተገዛኢ ይከዉን

5 እቲ ፋይናሽል ወይድማ ዋጋ ድማ ቴክኒካል ዘማልኡ ጥራሕ ንዕለት 11/11/2017 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከብሪ ብስፒኦ ብር 100000 /ሚኢቲ ሽሕ/ ብር ቅድሚ ጨረታ ምክፍቱ ከቅርቡ ይግባእ

7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፍለ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0925433509