https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17571
ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ክሽጥ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ ኣብ ላጪ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት ውን ናይ ሲኖትራክ ማርቸሊዝ ሊሳን ቲዮታ ክረሸሪን ካማዝን ወዘተ ንምሻጥ ይደሊ ብመሰረት አዚ ክትዖድጉ ተድልዩ ዝደለኩምኩዎ ዓይነት ብዝሕን ብውልቀን ይኩን ብትካል ግዘ ገደብ ኣብ ዘይብሉ አዋን ኩሉ ጊዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት አናመፃአኩምን ክትር አዩን ትካል ብዝወሰኖ ዋጋ ክትዖድጉ ከምትክአሉ ክገልፅ ይፎቱ