
ፕሮፎርማ ቑፅሪ /2017
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነቦላ ዋጋን ዘርኢ ብነጋዶ ዝምልኣ ሰደቓ ውዲቕ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥ ኣቁሑት፣ ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጥ ኣቁሑት ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልፅ፡፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣
➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/IN/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፤ ናይ ግብሪ ክፋላይነት መለለይ ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ብሙሉእ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/10/2017 ዓ/ም ክሳብ 25/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓዕዮ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 25/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑዕሪ 317ይኽፈት፡
➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀለ ኣብ ውሽጢ _3 መዓልቲ ጋዜጣን ትርጉም ምምፅኣን ምእወጅን ውዕሊ ከኣስር ዝክእል
➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገዴ ክሳተፍ የብሉን፡፡
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥ ኣቁሑት ፣ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጥ ኣቁሑትን መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፊኬሽን | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | SEAT+ FT 6 Toshiba Sabilite CSS-C2048 DEchargeble LIH-ion Batery DC14.8 45 ከ /2BDO MA | ብስፐስፊኪሽን | ብቑፅሪ | 01 | ||||
| 2 | ናይ ኘረንተ Power cable | ብስፐስፊኬሽን | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 3 | Printer usb data cable | ብስፐስፊኬሽን | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 4 | ናይ ኘሪንተር Koycera Caritridge ecosys P2040 dn | ብስፐስፊኪሽን | ብቑዕሪ | 02 | ||||
| 5 | ናይ Joshlba ላፐቶፐ ባትሪ | ብስፐስፊኬሽን | ብቑዕሪ | 01 |