https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17566
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ RTR 180 cc motorcycle መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 24, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ RTR 180 cc motorcycle መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

01
ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Part Number/መለክዒ/Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ድሕሪት ቸርኬ3.50 x 17ቁፅሪ01
2ናይ ቅድሚት ትርኪ90/90-17ቁፅሪ01
3ናይ ድሕሪት ነማ120/70/70-17ቁፅሪ 0101
4ናይ ሞተር መሸፈኒ Engine coverቁፅሪ10
5መከላኸሊ ብረት/Guardቁፅሪ01
6ናይ ቅድሚት መብራህቲቁፅሪ01


ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኽፈት

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ።

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝኽእል

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቕርቡ ኣለዎ

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ