https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17563
ኦዞን ኩ/ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመዋእለ ህፃናት ዝኸውን መፃወትን ካልኦት ናይ ፈርኒቸር ንብረታ ብረትን ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 27, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ዕለት 23/10/2017 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ኦዞን ኩ/ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመዋእለ ህፃናት ዝኸውን መፃወትን ካልኦት ናይ ፈርኒቸር ንብረታ ብረትን ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተገለፁ ሰሪሕኹም ክተቕርቡ እትኽእሉ ተጫረቲ ካብ ኦዞን ኩ/ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ቤትፅሕፈት ዘይምለስ 200 ብር ክልተሚኢቲብር/ እናኸፈልኩም ጨረታ ሰነድ ክትገዝኡ ክንሕብረኩም ንደሊ።

ተ/ቁናይ ዓይነት ንብረት ዝርዝርበዝሒኣሰራርሓመብርሂ
1ሜሪዙርያተሽከርካሪክቢ ቅርፂመፃወቲ1ብስፔስፊኬሽን
2ናይተምሃሮሸልፍ3"
3ብላክቦርድ3"
4ናይመምህራንሸልፍ3"
5ናይመምህራንጠረጴዛ5"
6ናይመምህራንወንበር5"
7በዓል 2ተ ሸውላላ1"
8መንሽራተቲብብረት1"
9ታፔላናይበርንናይፅርግያን2"
10ሚዛንመፃወቲቆልዑ1"
11ናይ ተምሃሮ ጠረጰዛ 25"

ስለዚ ካብዚ ንላዕሊ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ክተቕርቡ እትኽእሉ ተጫረቲ ካብ ሎሚ ዕለት 23/10/2017 ዓ/ም ክሳብ 27/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ብፖስታ ዝተዓሸገ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ክትገብሩ ዕለት 28/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ረፋድ ኩሉ ተጫራቲ ኣብ ዘለዎ ብግልፂ ተኸፊቱ ምስ ተነበበ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ሰዓራይ ይልጠፍ።

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ረቛሒታት

1. ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ምቕራብ፣

2. ግብሪ ከፋላይ ምዃኖም ዝገልፅ መረዳእታ፣

3. ኣብ ዝኾነ ትካላት ዝሰርሕዎም መግለፂ ምስክር ወረቐት ምቕራብ፣

ኣድራሻና ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ መስፍን ናብ መቐለ ሆስፒታል መዕፀፊ

ኦዞን ኩ/ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር መዘናግዕን ቤት ምግብን ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ሞባይል 0974748833/0974242455 ይደውሉ/ላ

NB ትካልና ብኽፋል ወይ ብሙሉአ ዝሓሽ መማረትፂ ተረኺቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ፥፥