https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17562
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት ቢሮን : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:6700
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1ተጫረቲ እቲ ዝዉገድ ንብረት ዝርከበሉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ዝከኣል ምካኑ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተወዳዳራይ ክታምን ኣድራሻን ክገብር አለዎ

2 በዚ መሰረት ዝዉገድ ንብረት ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ጉጅለ ንብረት ምምሕዳርን ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ መከበሪ ማለት እዉን ስፒኦ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ 6700 ብር ከትሕዝ ዝክእል

4 እዚ ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 23/10/2017 ዓም ክሳብ 7/11/2017 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕሸገሉ 8/11/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ጉጅለ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት እነተዘይተረከቡ እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብመጎዓዝያ ክወስድ ዝክእለ

6 እቲ ቤት ፍርዲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420