https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17548
ናብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘገልገለ ወረቃቅቲ ብኪሎ ክትሸጥ ሰለዝደለየት።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 23, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ፕሮፎርማ

ናብ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘገልገለ ወረቃቅቲ ብኪሎ ክትሸጥ ሰለዝደለየት።

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 9/10/2017 ዓ/ም -23/10/2017 ዓ/ም ይከውን::

2. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 23/10/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 23/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

3. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

ተቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ኪሎ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ግልጋሎት ዝወዓለ ወረቐትኪሎምስተመዘነ ዝፍለጥ