https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17547
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 18, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 21, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክአል።

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ሾክ ኣብዞርበር ናይ ቅድሚት981923336 የማን1ፒስ
2ሾክ ኣብዞርበር ናይ ቅድሚት9819233780 ፀጋም1ፒስ
3

ሻራ ናይ ቅድሚት

16086913801ሴት
4ፊልትሮ1109 AL1ቁፅሪ
5ዘይቲ ሞተር ቶታልበዓል 5 ሊትሮ ቶታል1

ሊትሮ


1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተግይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/10/2017 ዓ/ም ከሰብ ዕለት 20/10/2017ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/10/2017ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን።

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የድድን እዪ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተግለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ክቅርብ ዝክእልን/ትን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ሶሬቱ ዝሓለወ ዘየረገበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትንፊት ኮይኑ GTM ንርከብ ።

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና _ 03 42401595 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ፡

ሽም ፊርማ

ዕለት---- --

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ፊርማ

ዕለት