https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17542
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 18, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፡

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

ዝርዝር ዓይነት ንብረት

ተቁ  ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
1Oil filter90915-YZZD2Pcs11
2Fuel filter23390-OLO41Pcs11
5Oil filter90915-30002Pcs13
6Fuel filter23390-51070Pcs13
22Oil filterብሳምፕል መሰረት ኒሳን ባስPcs1
23Fuel filterብሳምፕል መሰረት ኒሳን ባስPcs1
37Oil filterVG6100070O05 ቢሾፍቱ ባስPCS1
38Oil filterU1-034A O£147ቢ ሾፍቱ ባስPcs1
39Fuel filterVG140807394 ቢሾፍቱ ባስPcs1
40Fuel filter61263080087 ቢሾፍቱ ባስPCS1
47Oil filterብሳምፕል መሰረት፡ ኣሹኩላንPcs1
49Fuel filterብሳምፐል መሰረት፣ ኣሹኩላንPcs1

እንክተሎም መምርሒ-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 18/10/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 20/10/2017 ዓ/ም 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ

ዝክእል

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል