https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17537
ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ናይ ኮምፒተር ኣቁሑት ፅሕፈት መሳርሕን መኪና ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 11/17

ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ናይ ኮምፒተር ኣቁሑት ፅሕፈት መሳርሕን መኪና ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 17/10/2017 ዓ/ም ክሳብ 20/10/2017 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት

2. ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 20/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኽ ምባል ተቐባልነት የብለን 8 ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ህንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0979787733 ደዊልኩም ምሕታት

ትኽእሉ