https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17518
- በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኣይሲቲ መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልከታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፕሮፎርማ ምል'ከታ ቑፅሪ 02/2017 -

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ: ነባሪ አየርን ክ/ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒተር ወረቐት ብፕሮፎርማ ኣዋዳድሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፍ ዝተዋፈርክም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመዐቐኔበዝሒናይ ሓደ ዋጋድምር ዋጋ
1ናይ ኮምፒተር ወረቐት 80Aስፐስፊኬሽን ብሳምፕል መሰረትደስጣ50

መምርሒ

29. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ

30. ናይ 2017 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ

31. ቲን ነምበር ዘለዎም

32. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 16/10/2017 ዓ/ም

33, ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት

34. ፕሮፎርማ ዝኽፈሉ ዕለት 19/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት

35. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

36. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

37. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፅንሓሉ ጊዜ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኽዉን

38. እዚ ፕሮፎርማ ብከፊል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ሓበሬታ ናብ ባዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ እየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ልዕሊ መርሲ ማይ ብአካል ብምምፃእ ይካኣል ።