https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17506
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ንብረት) ዕድግ ሰለዝደለየት::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 13, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 18, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ንብረት) ዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

  1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 207 ዓ/ም ግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
  2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝክእል::
  3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።
  4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
  5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 13/10/2017 ዓ/ም -18/10/2017 ዓ/ም ይከውን:: 
  6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸሉ 18/10/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
  7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ወገን መሰሉ ኣለዎ::

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ