https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17496
ቢሮ ጉዳይ ምነኣሰይን ስፖርትን ክትግራይ ናይ መኪና ጎማን ሕትመትን ብፕሮፎርማ አወዳዳሪ ከየን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 10/17

ቢሮ ጉዳይ ምነኣሰይን ስፖርትን ክትግራይ ናይ መኪና ጎማን ሕትመትን ብፕሮፎርማ አወዳዳሪ ከየን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 11/10/2017 ዓ/ም ክሳብ 17/10/2017 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ::

4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 17/10/2017 ዓ/ም 4:00 ሰዓት ላይ ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መስሎ ዝተሓለወ እዩ

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድ ድን

7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወሰኸ ምባል ተቐባልነት የብሌን 8 ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፔሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0979787733 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ