https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17473
ቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ንናይ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቸን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 9, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታፕሮፎርማ /ዋጋ መቅረቢ //

ቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ንናይ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቸን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትኽእሉ ምኻንኩም ንሕብር፡፡

ተቁዓይነት ንብረትስፐስፍኬሽንመዐቐኒሞዴልበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ወንበር ሽፋን ሌዘርኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17501
2መጋዝ ሴት ሙሉእኦርጂናልsetያማሃ 17501
3ፍራቻኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17502
4ሚኒሞኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17501
5ፒስተን ምስ ፋሻ SIDARIኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17501
6ካንዴላ13885 ኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17501
7ጎማ ናይ ሄሮ ሞቶር6V ኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17501
8ካላማንደርያ ናይ ቅድሚትኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17501
9ግሪፕ ፀጋምኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17501
10ጋስኬትኦርጂናልቁፅሪያማሃ 17501

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁዕሪ(tin )፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝኽእል

2. ኣብቲ ሰነድ ናይቲ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ተተሓሒዙ ክቐርብ ኣለዎ፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/10//2017ዓ/ም ክሳብ 11/10/2017ዓ/ም ሳዓት 10:00 ዘሎ ግዜ ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/10/2017ዓ/ም ሰዓት 10:30 ድ/ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ /ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን 3ይ ደብሪ ይኸውን፡፡

4. ሰዓረይ ምኳኑ ምስ ተነፀረ ኣብ ወሽጢ 03 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ"

6. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

7. ኣድራሻና ጎኒ እንዳማርያ ቡግሳ ዝርከብ ዕንፃ 3ይ ደብሪ ንርከብ።