https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17463
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፍት መሳርሒ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 9, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 12, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ፅሕፍት መሳርሒ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 11/10/2017 ዓ/ም ስዓት 10:30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም

- (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን

- ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም። 

ተ.ቁዓይነት ኣቕሓዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1External Hard Disk1TB /SSD/ቁፅሪ6
2Internal Hard Disk optiplex 7010500GB/SSD/Wih cabelቁፀሪ1
3mouseorjenalቁፅሪ4
4Computer specerቁፀሪ3
5Lap top chargersampelቁፅሪ1
6Flush 64 GBቁፀሪ5
7Flush 32 GBቁፅሪ3
8ወረቀት 80 ግራምናይ ፕሪንተር |so 9002/1ደሰጣ69
9እስክርብቶ ሰመያዊሊክስ7 ብዓል50ፈረ ዝሕዝԻ10
10እስክርብቶ ፀሊምሳምፕልቁፅሪ100
11እስክርብቶ ሰመያዊሳምፕልቁፅሪ200
12እስክርብቶ ቀይሕሳምፕልቁፅሪ50

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሸጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና

• ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፡

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣