
ቑዕሪ/Re No፡ኢመዲቁ/ 8883
ዕለት/09 110/202
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ።
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ቫት ተበዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ ሚያዝያ ቫት ዲክለሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ የረክቡ።
7. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 09/10/2017 ክሳብ 13/10/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ቀትሪ ይኸውን፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይከአል እዩ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | መወልወሊ | ብቁፅሪ | 10 | ||||||
| 2 | መኮስተር | ብቑፅሪ | 10 | ||||||
| 3 | ፎጣ | ብቑፅሪ | 20 | ||||||
| 4 | ኣልኮል | ብዓል 1 ሊትሮ ሊትሮ | ብቑፅሪ | 10 | |||||
| 5 | ናይ መስኮት መፅረይ/Wnidow Cleaner/ | ብቑፅሪ | 10 | ||||||
| 6 | ባልዲ/ብረት/ | ብቑፅሪ | 06 | ||||||