https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17452
ኣብ ወረዳ ሳምረ ከተማ ሳምረ እትርከብ ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017ዓ/ም ዘሎ ናይ _ ሒሳብ ምንቅስቓስ ሰነድ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪታ ኦዲት ክትገብር ትደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 16, 2017 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ወረዳ ሳምረ ከተማ ሳምረ እትርከብ ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ 26/12/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017ዓ/ም ዘሎ ናይ _ ሒሳብ ምንቅስቓስ ሰነድ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣጫሪታ ኦዲት ክትገብር ትደሊ፡፡ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ኦዴተራት ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

1. ብናይ ክልል ኦዲት ቢሮ ሕጋዊ ናይ ኦዲት ፍቓድ ዘለኩም

2. ናይዚ ዘበን ግብሪ ብምኽፋል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

3. ቲን ቁፅሪ ዘለኩም

4. ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኦዲት ገይሩ ኦዲት ሪፖርት ከቅርብ ዝኽእል።

5. ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 06/10/2017 ክሳብ ዕለት 15/10/2017ዓ/ም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 200 (ክልተ ምኢቲ ብር) ብምኽፋል ኣብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣሃዱ ዕቋርን ልቓሕን ምዕዳግ ይከአል።

6. ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 16/10/2017 ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡00 ይኽፈት፡፡

ልብ፡- ማሕበርና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺባ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መስላ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻ፡- ካብ ፍትሓዊ ልቓሕ ውርድ ኢልካ ፊትንፊት ኣቡነ ገ/መንፈስ ቅዱስ ቤተ ክርስትያ

ስልኪ ቁፅሪ - 0914 03 4813 / 09 44 02 8418