https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17440
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ኣናእሽቱ መካይን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዕለት-06/10/2017

ቑፅሪ ረዳ4968/226/17

ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ መካይን ጎማ ንምግዛእ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ኣናእሽቱ መካይን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ከማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረትስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋ
1Tyre with tube7.5 R16 14PRSet07
122/1181
110PSI

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ዕድጊት ካብ 06-10/10/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።

6. ዕለት 11/10/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበር 7ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ፖስታ ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ይኸዉን::

8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::