https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17438
ቢሮ ኢኖቬሽን፡ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ኢኖቬሽን፡ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡

ተቁዝርዝር ግልጋሎትSpecificationመዓቀኒበዝሒዋጋመብርሂ
ነ/ዋጋጠ/ዋጋ
11tb Laptop Internal hard disk wd/Seagateምስዚ ተተሓዙ ኣሎብቑፅሪ02
21tb desktop Internal hard disk wd/Seagateምስዚ ተተሓዙ ኣሎብቑፅሪ02
3D-Link 8 port Gigabit desktop switch-DGS108ምስዚ ተተሓዙ ኣሎብቑፅሪ04
4Cat RJ 45 Connectorsምስዚ ተተሓዙ ኣሎብቑፅሪ300
53 pin AC power cord Replacement Cable for laptop chargerምስዚ ተተሓዙ ኣሎብቑፅሪ03
63in-1 Rj45 crimping tool +cable plierምስዚ ተተሓዙ ኣሎብቑፅሪ02
7Genuine Dell USB-Mouse -MS116ብቑፅሪ05


መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ IN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 6/10/2017-10/10/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:25 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡

➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ መፂኡ ከረክብ ዝኽእል

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብሊቹ 0344404161 ምድዋል ይከኣል ፡፡