
1 ሰለዚ ዝኮነ ይኩን ንክጫረት ዝደሊ ሰብ ብዘይንግዲ ፍቃድ
2 ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ብዘት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፈይናንስን ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ኮይኑ ዘይምለስ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
3 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ ኣፍደገ ይከዉን
4 ሰነድ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 5/10/2017 ዓም ክሳብ 19/10/2017 ዓም እዩ
5 መከበሪ ጨረታ ንመኪና 10000 ቅርሺ : ንሞተርሳይክል 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከምእዉን ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ክተትሕዙ ትክእሉ
6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/10/2017 ዓም 8:00 ከይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30
7 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይ እዉን ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
8 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ካብ ዝተነገርዎ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ኣልዒሎም ክወስዱ ዝክእሉ
9 ዝዉገዳ መካይን ይኩና ሞተርሳይክል ሌብሬ ዘይብለን ምካኑ ክፈልጥ ይግባእ
10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ ዝንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንብዝበለፀ ሐበሬታ 0936371057