https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17416
ቤት ፅሕፈት ፕሬዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሪክን ኣቅሑ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 4, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 9, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቑፅሪ ዕክንም 1189/2-3/1/01 

ዕለት 04/10/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ -60-

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሪክን ኣቅሑ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድል ግን ናምብርን ጓት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት በተመዘገቡ ሰርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መልእኹም ብምስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 04/10/17 ዓ.ም ክሳብ 06/10/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 318 ምቅራብ ይግባእ፡ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 09/10/2017ዓ/ም ሰዓት 3:30 ዝኽፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ

3.ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ሰርሑ ከቅርብ ዝኸእል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ኣለዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካአል

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሉ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ፣ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ዋጋ መምልኢ

ተቁዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሃ
ብርሳንብርሳን
1Electrical Wire 2.5mm2Elsewdermeter400
2socketWater Rometpcs05
3socketRomelpcs10
4PlastorDenkapcs10
5Multimeler battery 9vEnergaizerpcs01
6Circuit broker/MccB/Schnoider250A/NsX250pcs01
7contactorSchnoider 125A /L C D 125/pcs02
8Electrical hand gloveLazerpair20
9Over & under voltage RotarTense /GK-045/pcs01